ምምሃር

መሰረታዊ ትምህርቲ

Ich will lernen
ምምሃር

Ich will lernen

„ich-will-lernen.de“ ዝዓበየ ክፉት መርበብ ትምህርቲ ኣብ ጀርመን እዩ። ዝያዳ 31 000 መጽናዕታት ፊደላትን መሰረታዊ ትምህርትን ይህብ እዩ፣ ንምድላው መፈጸምታ ትምህርቲ ከምኡ'ውን ንአኮኖማዊ መሰረታዊ ትምህርቲ።