ምምሃር

ጀርመንኛ ምምሃር

ምምሃር

A1-Deutschkurs ኦንላይን

ጀርመንኛ ኣብ ደረጃ A1 ብነጻ ተመሃር፣ ዋላ ብዘይ ኢንተርነት ኣብ ሞባይልካ/ስማርትፎንካ። ሽዑ ሓደ መምህር ክሕግዘካ እዩ።

Ich will Deutsch lernen
ምምሃር

Ich will Deutsch lernen

ምስ ነጻ መርበብ ትምህርቲ „ich-will-deutsch-lernen.de“ ፈጺምኩም ብውልቂ ጀርመንኛ ኣብ ደረጃታት A1 ክሳብ B1 ክትላመዱን ክትመሃሩን ትኽእሉ።

Einstieg Deutsch: Die Sprachlern-App
ምምሃር

መእተዊ ጀርመንኛ – Sprachlern-App

ነጻ Sprachlern-App „Einstieg Deutsch“ ናይ ቋንቋዊ ቅድመ-ኣበርክቶ ዝተፈላለዩ መጽናዕታት የውፊ።