ምምሃር

Ich will Deutsch lernen

ምስ ነጻ መርበብ ትምህርቲ „ich-will-deutsch-lernen.de“ ፈጺምኩም ብውልቂ ጀርመንኛ ኣብ ደረጃታት A1 ክሳብ B1 ክትላመዱን ክትመሃሩን ትኽእሉ።

Einstieg Deutsch: Die Sprachlern-App
ምምሃር

መእተዊ ጀርመንኛ – Sprachlern-App

እዚ ብነጻ ዝርከብ App ንስደተኛታት ብምልኡ ኣብ 10 ቋንቋታት ተተርጒሙ እዩ። ንሓድሽቲ ዝመጹ ኣብ ብዙሕ ኩነታት ሂወት የሳንዮም እዩ።

© DVV
ምምሃር

Ich will lernen

„ich-will-lernen.de“ ዝዓበየ ክፉት መርበብ ትምህርቲ ኣብ ጀርመን እዩ። ዝያዳ 31 000 መጽናዕታት ፊደላትን መሰረታዊ ትምህርትን ይህብ እዩ፣ ንምድላው መፈጸምታ ትምህርቲ ከምኡ'ውን ንአኮኖማዊ መሰረታዊ ትምህርቲ።

© Jennifer Zumbusch
ምምሃር

Heimat-Rezepte

'እንታይ ከምትምገብ ጸሓፍ'፦ ክትሳተፈሉ ብሎግ ምኽሻን ብዛዕባ ሃይማት። heimat-rezepte.de ኦንላይን ዘሎን ክትሳተፈሉ ትኽእልን መጽሓፍ ምኽሻን እዩ።

© DVV
ጀርመንኛ ምምሃር

ich-will-deutsch-lernen.de

ኣብ ኦንላይን ዝርከብ መርበብ ትምህርቲ ብነጻ ጀርመንኛ ምምሃር፦ ንጀመርትን ገስገስትን (A1–B1)

Einstieg Deutsch: Die Sprachlern-App
ጀርመንኛ ምምሃር

መእተዊ ጀርመንኛ – Sprachlern-App

ንጀመርቲ፦ ነጻ App ንምምሃር ጀርመንኛ።

Heimat-Rezepte © Jennifer Zumbusch
ጀርመንኛ ምምሃር

Heimat-Rezepte

'እንታይ ከምትምገብ ጸሓፍ'፦ ክትሳተፈሉ ብሎግ ምኽሻን ብዛዕባ ሃይማት። heimat-rezepte.de ኦንላይን ዘሎን ክትሳተፈሉ ትኽእልን መጽሓፍ ምኽሻን እዩ።